https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6400
ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨርቃ ጨርቅን ኣልባሳትን ባንዴራታትን ስፖርት ዕጥቅን ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ክሳብ 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ምድዋል ይከኣል፤