https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6394
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ውሽጢ ንዝርከቡ ንሴክተራት 2011ዓ/ም ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ስቴሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልእሉ ይግባእ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ዘቅርብን፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ቁፅሪ ሒሳብ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋና ሰነድን ክልተ ቅዳሕን ከቅርብ አለዎ፤ ናይ ትካሎም ማህተምን ዝዓረፎ ፖስታ ዘቅረቡ፣

2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ናይ ሲፒኦ ዋጋ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 13/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት ፤

4 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ  ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል