https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6387
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ጠቅላላ ምሕደራ ገንዘብ ንብረትን ኣመልኪቱ ስልጠና ክህብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሰልጥን ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ትምህርቲን ትሬይንግ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል