https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6386
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ ኮሌጅና እትርከብ ሚስቲብሽ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 26, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ክሳብ 26/06/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም 2:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0341-730211 ምድዋል ይከኣል