https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6361
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ቦልደን ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 25, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይክኣል፤