https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6341
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልማዓትን ክልል ትግራይ ልምዓት መስኖ በጀት ኮድ AGP 9ተ ኣውቶብስ ድሕንነተን ዝተሓለወ ሕድሕደን 29 ሰብ ዝሕዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 22, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 22/06/2011 ሰዓት 3:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፤