https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6328
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንተሃነፅቲ ግልጋሎት ዝውዕል ቴሌቭዢን 21 ኢንች ፣ ረሲቨር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፤