https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6324
ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብሕርሻን ዕቤት ፕሮግራምን ማለት ኤዲፒ ዝተረከበ በጀት ብቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቃላሚጦስ ፣ ዘርኢ ኮሚደረ፣ ናይ በጊዕ ቀለብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 25, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፡ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት፣ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ መንግስቲ ዝትመዝገበ ናይ ኣቅራቢነት ካርዲ ዘለዎ፤ ኩሎም መረዳእታታት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/06/2011ዓ/ም ክሳብ 24/06/2011ዓም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ  0346-640172 / 0346-640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤