https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6308
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 18/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፤