https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6305
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 20/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 5:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 20/06/2011ዓ/ም ሰዓት10:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-461121 ምድዋል ይከኣል፤