https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6303
ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 8ተ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኣካል ጉድኣት ግንዛበ ዝፈጥራ ሚኒ ሚድያታት ንምጥያሽ ዝውዕል ወንበር /Guest chair/፣ ጠረጴዛ፣ ሸልፍን ፃዕዳ ሰሌዳን/White Board/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎን

2 ናይ 2011ዓ/ም ፍቃድ ዘሐደሰን

3 ናይ ከተማ ልምዓት ሓፂር ምዝገባ ዝገበረ

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ናይ ጨረታ ውሕስና /Bi Bond/ 2ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:00 እንትከውን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ለካቲት 24/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብዎ እቲ ጨረታ ይክፈት፤

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

 ኣድራሻ- ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጰያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ ኣካዳሚ

ስ.ቁፅሪ 0344-409442/410810 ምድዋል ይከኣል፤