https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/629
ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ናይ ማይን መገጣጠሚን ንብረታት ዝተፈላለዩ ዓለባ ደንቢ ልብሲ : ኣቁሑት ቢሮ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

2 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎምን

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን

5 ንመክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 3 መስከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 18 መስከረም ዓ/ም ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ሰዓት 11:00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ቁፅሪ 34 ምእታዉ ይከኣል

8 ጨረታ አብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረከብሉ 19 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

9 ሰዓራይ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብ ኦርጅናል ንብረት ናብ ሆስፒታል ስሑል ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ከረክብ አለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344442566 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል