https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/628
ኣብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 8, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩም መካንኩም

5 ናይ ወርሒ ሓምለ 2007ዓ/ም ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ መስከረም 6/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ሰነድ  ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእል 

8 እቲ ጨረታ 20 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00  ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 8:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 10,000 ቅርሺ  ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ  ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት