https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6262
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ስዓት 3:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፤