https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6243
ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ክሳብ 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፤