https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/623
ናይ ተሽከርከርቲ ኣቁሑትን መለዋወጢ : ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ታሕታይ ቆራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ 2007 ዓ/ም በቢ ዘርፊ ስርሑ ዝተሐደስ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም  ናይ ወርሒ ሐምለ 2007 ዓ/ም ሒሳብ ሪፖርት ከቅርቡ ዝክእሉ

2   መክብሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ : ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናይተሽከርከርቲ ኣቁሑትን መለዋወጢ  ንሕድሕዶም 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ , ንፅሬት ኣቁሑት መክበሪ ጨረታ 500 ቅርሺ ኮይኑ ቫት ተመዝገብቲ ንዝኮንኩም ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም  ክትወዳደሩ እትክእሉ ምካንኩም ቫት ተመዝገብቲ ንዘይኮንኩም ድማ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ  ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ልምዓት እቶት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንፅሕት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ፓርት ቀዋሚ ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ክትወስዱ ንፅሬት ኣቁሑት ድማ ዘምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 3/13/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 12/ 01/2008 ዓ/ም እናዳመፃኩም ክትወስዱ

4 ጨረታ ፖስታ 13 መሰከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 4/00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ  0344442755  ብምድዋል ምሕታት ይከኣል