https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6222
ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 26, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:ሰለኽለኻ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

 1ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓ/ም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ፀብፃብ ዝገበረ

4 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ካብ 06/06/2011ዓ/ም ክሳብ 26/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል፤

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ

8 እቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348-440778 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ