https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/622
ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ መሳሪሒ ኣቁሑት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2007/ 2008 ዓም  ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን (መለለይ ቁፅሪ) ብፍላይ ድማ  ቁፅሪ መለለይ ናይ ወርሒ ሰነ ናይ ወርሒ ሓምለ ድማ ቫት ዘፈለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን  ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 5 መሰከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 20 መስከረም  2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ  0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል