ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 09:01 ደ/ሰዓት
መደብ:
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፤