https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6205
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂን ሓበሬታብ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስታንድ ባይ ጀነሬተር በዓል ሞያ ኤሌክትሪክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ምድዋል ይከኣል፤