https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6188
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማ መቀለ ዝርከብ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ተጫረቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልኣሉ ይግባእ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ፣ምዝገባ መቅረባይነት ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ቁፅሪ

2 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም 500.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤

3 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-406300 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤