https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6181
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክገዝእ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 09:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይቀርብ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤