https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6171
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ንዝርከባ መካየን ናይ ዲኮር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤