https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6151
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መደበኛ በጀት ዩኤልጂዲፒ ዝኮነ ፍልፍል በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ስረሕቲ ፤ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፣ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን፣ ናይ ወርሒ ጥሪ /ታሕሳስ ወርሒ 2011 ዓም ፣ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ፤

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ።

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ።

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 01/06/2011 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

6 ጨረታ መክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብጥረ ገንዝብ ንሕትመት ብር 2000.00 ሽሕ ብር፣ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000.00 ብር፣ ንፈርኒቸር 1000.00 ሽሕ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ብጥረ ገንዝብ ወይምብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዴት ከትሕዝ ዝክእሉ።

7 ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ።

8 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን።

9 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም።

10 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ።

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344- 41 71 04 ምድዋል ይከኣል እዩ።

ኣድራሻና ካብ ክልል ትግራይ ፖሊስ ኮምሽን ትሕት ኢልካ እንዳ ገ/ሃወርያ ተኣምር ናይ ሆራይዝ ጎማ ብሕታዊ መከፋፈሊ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ንርከብ