https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/615
ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ጥረ ገንዝብ ወይ ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን::

4 ጨረታ ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል::

5 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 03/1/2008 ዓ/ም ይኸዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 12/01/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/ 01/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ