https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6142
ኵሓ ሆስፒታል ናይ 2011ዓ/ም ውሱን ጨረታ ናይ ርሑስ ባህርዛፍ ቆሪፅካ ምልዓል ንምሻጥን ዝተቆራረፀ ዝተቀመጠ ደረቅ ዕንፀይቲውን ምሻጥን ዘገልገለን/ዝኣረገን ንብረት ናይ መኪና ኣቅሑት ይምልከት፤ እቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት ዕንፀይቲ ንምውሳድን ንምግዛእን ኣብ ኵሓ ሆስፒታል መፂእካ ምርኣይ ክትገዝኡ ትክእሉ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ኣባይቲ ርሑስ ባህርዛፍ ቆሪፅካ ምሻጥን ኮይኑ እቲ ባህርዛፍ ክቁረፅ እንተሎ ኣብ ኵሓ ሆስፒታል ውሽጢ ዘሎ ኤሌክትሪክ መብራህቲ ካልኦት ዝበላሸው ነገራት ከይበላሸው ናይ ባዕልኩም ሓላፍነት ትወስዱ፤

- ደረቅ ዕንፀይቲ ዝተቆራረፀ ዝተኣከበን ስለዘሎ መፂእኩም ብምርኣይ ምግዛእ ትክእሉ፤ ሲፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ 5000.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ፤

2 ናይ 2011ዓ/ም ውሱን ጨረታ ዘገልገለን/ዝኣረገን ንብረት ናይ መኪና ኣቅሑት ዘገልገለን ዝኣረገን ዝ/ዩ ንብረት ንምጭራት ስለዝደለየ ኣብ ኵሓ ሆስፒታል መፂእካ ብምርኣይ እቲ ዝጫረት ንብረት መፂእካ ብምርኣይ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

- ቤት ፅሕፈት ኩሓ ሆስፒታል ዕደገን ፋይንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ-48

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሕሉው እዩ፤

4 ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉው እዩ፤

5 እቲ ውሱን ጨረታ ካብ 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 07/06/2011ዓም ሰዓት 4:00 መዕፀዊ መክፈቲ ሰዓት 4:30

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221/0305/0914-486195/008094 ምድዋል ይከኣል፤