https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6137
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 3, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 03/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ንስ.ቁፅሪ 0342-409737/408501 ምድዋል ይከኣል ፤