https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6126
ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ክሳብ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-430565 ምድዋል ይከኣል፤