https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6124
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንስርሕ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 2, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30-02/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል፤