https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6117
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 10:59 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 11:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-415026 ምድዋል ይከኣል፤