https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6109
ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናነስን ንናይ ትልምን ፋይናንስን ንብረት ክነዐሪ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም 11:30

2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0348-409675 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤