https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6104
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ብረታ ብረት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 29/05/2011 ጀሚሩ ክሳብ 05/06/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤