https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6088
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ሎት 1-ኣቅሑ ቢሮ /ፈርኒቸር/፣ሎት 2 ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100.00 ብሸም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣታዊ ገይርኩም ቅብሊት ሒዝኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ደኩሜንት ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር።

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉን : ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ።

 3 መኸበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ይርከብ።

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

5 ቢሮና ናይ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 16/06/2011 ዓ/ም ንጉሆ 3:30 ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ኣዳራሽ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንብረትን ይክፈት።

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403663 ወይ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል።