https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6078
ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንቲዮታ ሃርድ ቶፕ ዝዓይነታ መኪና እቶም ተዘርዚሮም ዘለው ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃዶም ቲን ቁፅሮም ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ፤

2 ዝሸጥሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፊርማን ተመሊኡ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011 ሰዓት 6:00 ጥራሕ ኣብ ናይ ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ የእትው፤

3 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/05/2011 ሰዓት 3:00 ይከውን፤

4 እተቀርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምዃኑ ክግለፅ ኣለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫ ከምዝኮነ ይቁፀር፤

5 ዝሰዓሩ ተጫራታይ ዝሰዓሩ ምዃኖም ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ንብረት የቅርቡ፤

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-407308/0914-700638 ምደዋል ይከኣል፤