https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6050
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት በካርቶናት ከጓዓዓዝ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ

2 እዚ ፕሮፎርማ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፤