https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6048
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ

2 እዚ ፕሮፎርማ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል፤