https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6036
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ መ/ልምዓትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል መ/ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤