https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6031
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ሰርቪስ 20 000 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/05/2011 ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794-95  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤