https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6008
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ንቤት ፅሕፈት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሩሎ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3:00  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል