https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5993
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ናይ ዓባይ ኢነትረ መኪና ጋራጅ / ናይ ኢድ ሞያ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 ይዕሸግ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-591505/0914-845937/0948-536208 ምድዋል ይከኣል፤