https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5992
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 11:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406577 ምድዋል ይከኣል፤