https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5987
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤