https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5976
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ንሕትመት እንትከውን ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ናይ ባዕሉ ትካልና ተረከብና ክፍሊት እውን ንፍፅም፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲ ጉዶም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ምዃኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝኽእል

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝኽእል

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ 22/05/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 01/06/2011ዓ/ም ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ምውሳድ ይከኣል።

5 ሳንዱቅ ጨረታ 01/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት። ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን።

6 እቲ ቤት ዕዩ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7 ኩሉ ሰነድ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ዋናን ቅዳሕን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ቢሮ ቁፅሪ 45 ክተቅርቡ ኣለኩም።

8 ድሕሪ ቅሬታ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

9 ሰነድ ጨረታ ወይ ስፔስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

10 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ መኸበሪ ከትሕዝ ኣትሒዙ ድማ ኣብ ውሽጢ 60 መዓልቲ ንብረት የረክብ።

11 ኣሸናፊ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ መክበሪ ከትሕዝ ኣትሒዙ ድማ የረክብ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0946-793588/0914-760874 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።