https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5972
መቀለ ሆስፒታል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ንምሕታም፣ ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011

2 ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400246 ይደውሉ፤