https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5959
ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኮምፒተርን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀኣሉ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኮይኑ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይከውን፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402420 ይደውሉ፤