https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5934
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ህዝቢ መጋዓዓዚ ኣውቶብስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 08:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል::