/ደደቢትትፈልም/ ናይሕተመት ስራሕ ደፈተራት ካርዲን ፓድን ኣጫሪቱ ንከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
- መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
- ተጫረቲ ካብዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ካ ብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
- ጨረታ ዝሰዓረና ብዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል::
- ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/ 12 /2007 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 4/ 01 /2008 ዓ /ም ክሳብ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 4/ 01 /2008 ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
- ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
- እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ