https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5926
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 እዩ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460058/1121 ምድዋል ይከኣል::