https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5920
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ቀለም ፎቶ ኮፒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400222/0451/410219/403110/400201 ምድዋል ይከኣል::