https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5892
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ቤት ፍርዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:ቆላ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

4 ተገዚኡ ዝመፀ ንብረት ኦርጂናል ምካ ሓላፍነት ወሲዱ ዘቅርብ

5 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

6 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

7 እዚ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ::

8 እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጂናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትው ኣለዎም

9 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

10 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 14/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 29/05/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን

11 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን ይከውን

12 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፍርዲ ወ/ቆ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 461034/460109ምድዋል ይከኣል::